ኣብ ጉዳይ መጓዓዝያ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለ ንኣዲስ-ኣበባ፤ ብኣገላልፃ ሰለስተ ኣካላት

Your browser doesn’t support HTML5

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ በረራ "ምስ ዕድመ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ተጓዓዝቲ ዘንበርኩዎ ዝኾነ ዓይነት ገደብ ዕድመ የለን፡" ክብል ገሊፁ። ተጓዓዝቲ ግን ገደብ ዕድመ ዝምኽንያቱ ክልከላ ክጕዓዙ ዘይምኽኣሎም ይሕብሩ ኣለዉ። ቢሮ መራኸቢታት ሓበሬታ እቲ ክልል’ውን ናቱ መልሲ ሂቡ ኣሎ፡ ንኹሉ ሙሉጌታ ኣፅብሃ ኣጣሚሩ ዝለኣኾ ጸብጻብ'ዩ ኣብ መላግቦ ሰዓቡ፤