መግለጺ ለ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይን ፈራሚ ስምምዕ ናይሮቢን ዝዀነ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ድሕሪ’ቲ ስምምዕ ተበጺሖም ዘለዉ ምዕባለታትን ትጽቢታትን ኣመልኪቱ ንፈለማ እዋን ትማሊ ሰሉስ ንማዕከናት ዜና እቲ ክልል ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቡ ነይሩ። ናይ መቐለ ወኪልና ሙሉጌታ ኣጽብሃ ዝርዝሩ ኣብዚ ሰዓቡ።