ርእይቶ ወለዲ ኣብ ጉዳይ ጃምላዊ ቅትለት ህጻናት
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ቴክሳስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ህጻናት ዘጓነፈ ጃምላዊ መቕተልቲ ኣብ ብዙሓት ወለዲን ዜጋታትን ራዕዲ ፈጢሩ ኣሎ። ኣብቲ ከባቢ ዝቕመጡ ወለዲ’ኸ ብዛዕባ ደቆም እንታይ ይብሉ? ምንያ ኣፈወርቂ ንኽልተ ነበርቲ ሳንታ ኣንቶንዮ ዝዀኑ ኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ጸሃይ ሃብተን ኣቦ ሓሙሽተ ውሉዳት ሰንጋል እስቲፋኖስን ኣዘራሪባ ኣላ።