"ከይዲ ምርጫ አቦ መንበር ኢህወዲግ ርትዓዊ ኔሩ" ለማ መገርሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ንአቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብዶ/ር አብይ ኣሕመድ ዝተኸአ ምርጫ ኣቦ መንበርነት ኢህወዴግ ዲሞክራሲያዊ ኔሩ ክብሉ ፕረዚደንት ክልል ኦሮምያን ምክትል አቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ‘ቲ ክልል ኦህዴው አቶ ለማ መርገሳ ገሊጾም።

ንሶም ብዛዕባ‘ቲ ከይዲ ምርጫ ምስ ቴሌቭዥን እቲ ክልል ኣብ ዝሃብዎ ቃል እቲ ከይዲ ምርጫ ቃልሲ ዝተኻየደ ምንባሩ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

"ከይዲ ምርጫ አቦ መንበር ኢህወዲግ ርትዓዊ ኔሩ" ለማ መገርሳ