ኣብ ኢትዮጵያ ብኣሜሪካ ተመዊሎም ዝኻየዱ ዘለው ጸረ ኤችኣይቪ ፕሮጀክትታት ዝለዓለ ውጽኢት የምጽኡ ኣለው ክብሉ ኣብ ድሬዳዋ ዝርኸቡ ተጠቐምቲ ገሊጾም።
ኣዲስ ኣበባ —
ኤችኣይቪ ገና ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ክውዕል ዘለዎ ለበዳ ምዃኑ ዘዘኻኸሩ ኣብ ኢትዮጵያ ተተኻኢ ኣምባሳደር ፒተር ድሩማን እዚ ትኹረት ክረኽብ ይሰርሑ ከምዘለው ገሊጾም።
ጸረ ኤችኣይቪ ዝኻየዱ ቃልስታት ብደረጃ ዓለም ስለዝዛሕተለ እቲ ዝወሃብ ደገፍ’ውን ከምዝነከየ’ዩ ዝንገር እንተኾነ መንግስቲ ኣሜሪካ ብፕሮግራም ሴፍቲኔት ኣቢሉ ዝድግፍዎም ፕሮጀክትታት ውጽኢት የምጽኡ’ለው ህይወት’ውን የድሕኑ ኣለው ክብሉ ተጠቐምቲ ይሕብሩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ዝኻየዱ ዘለው ጸረ ኤችኣይቪ ፕሮጀክትታት ዝለዓለ ውጽኢት የመዝግቡ ኣለው ይብሉ ተጠቐምቲ