መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቀረባት መድሃኒት ብዘይምእታዉ ንልዕሊ 50 ሽሕ ዝበጽሑ ተሓከምቲ ዘይተመሓለለፍቲ ሕሙማት ንሓደጋን ሞትን ኣሳጢሑ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available