ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ አኼባ ካብ ምክያድ ተኸልኪልና ክብሉ ይኸሱ: አባላት ጸጥታ ግን ነዚ ይነጽጉ


ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ምግባር ተኸልኪልና ኢሎም ይኸሱ። ኣባላት ጸጥታ ግን እቲ ተመዲቡ ዝነበረ ኣኼባ ግቡእ መስርሕ ከም ዘየማልአ ይምጕቱ። ንኽልተ ኣካላት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG