ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ረብሓ ትግራይ ኣብ ሕብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ከመይ ይግለፅን ይረጋገፅን" ዝብል ኮንፈረስን ኣብ መቐለ ተኻይዱ


"ረብሓ ትግራይ ኣብ ሕብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ከመይ ይግለፅን ይረጋገፅን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተሰናደአ ኮንፈረስ ንክልተ መዓልታት ተኻይዱ::

ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ውድባት ፖለቲካ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከመይ ይረጋገፅ ዝብል ኣማራፂ ሓሳብ ኣላልዮም::

ብተወሳኺ ድማ ብብምሁራን ነባሪ ረብሓ የረጋግፅ ዝተብሃሉ ሓሳባት እውን ቀረቡ እዩ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG