ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህውሓት ናብ ብልጽግና ፓርቲ ንምጽንባር ክውስን’ዩ ዝብል እምነት’ዩ ዘላና ኢሎም ወሃቢ ቃል ብልጽግና ፓርቲ


ወሃቢ ቃል ፓርቲ ብልጽግና ኣቶ አወሉ አብዲ እቲ ዘለና እምነት ኣብቲ ዝተዋህቦም ናይ ጊዜ ወሰን ወሲኖም ክመጹ’ዮም ዝብል’ዩ ክብሉ ኣፍሊጦም።

ህውሓት ብወገኑ ኣብ ቐዳመ ሰንበት ህዝባዊ ኮንፈረስ ከምዘካይድ ሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



Recommended

XS
SM
MD
LG