ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018
ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ

29
ብራዚላውያን ተጻወቲ ነይማር፤ ፍሊፐ ኮቲንሆ፤ ቲያጎ ሲልቫ፤ ሚራንዳን ማርቸሎን ብናይ ሓባር ውጽኢት ምስ ስዊዘርላንድ ዘይምዕጋቦም ዘርኢ ኣብ ፍጻመ ጸወታ ደኒኖም ካብ ሜዳ እናወጹ

30
ብራዚላዊ ሚራንዳ ካብ ክትስሓት ክትኣቱ ትቐልል ዝነበረት ኩዕሶ - ኣብ ግጥም ምስ ስዊዘርላንድ ድሕሪ ምስሓቱ ዘንጸባረቖ ሕርቃን

31
ኣርቱም ድዙብያ ኣብ መኽፈቲ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ኣብ ልዕሊ መጋጥምቶም ሃገራዊት ጋንታ ስዑድ ዓረብ ሳልሰይቲ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ

32
ፈረንሳዊ ኣንቶን ግሪዝማን ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣውስትራልያ ዝተዋህበቶ ፍጹም ቅላዕ ሸቶ እናመዝገበ