ጕዕዞ ዶናልድ ትራምፕ ናብ (ዳግማይ) ፕረዚደንት
- ዜና ቪኦኤ
ዶናልድ ትራምፕ ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ብዘይፈልጥ፡ ግን ከኣ ዓቢ ህዝባዊ ጻውዒት ኣመሪካውያን ኣድመጽቲ ካልኣይ እዋን ከም ዝተመርጸ ይነግር፤ "ንህዝቢ ኣመሪካ ከመስግን እደሊ። መበል 47 ፕረዚደንትኹም ኣቐዲምኩም’ውን መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንክኸውን ዝመረጽኩምኒ ካብ ልቢ እመስግን። ንዅሉ ዜጋ’የ ዝብል ዘለኹ። ኣብ ክንዳኹም፡ ኣብ ክንዲ ኵሉ ኣመሪካዊ ዜጋ ኰይነ ድማ ክቃለስ’የ። እቲ ዝነቐልናሉን ዝተግስናሉን ምዕራፍ ክሳብ ዝዛም ድማ ብምሉእ ሓይለይ ክቃለስ’የ።"
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ