ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል - “ሞሳና እንኸፍለሉ እዋን”


ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል - “ሞሳና እንኸፍለሉ እዋን”
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 0:04:20 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ብጉጅለ ሓማስ ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዝተፈጸመ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፡ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ዘዕቆቦም ሕብረተሰብ እስራኤል ኣብ ምሕጋዝ ይጓየዩ ከም ዘለዉ ይገልጹ። በቲ ዝነበረ መጥቃዕቲ ገዛውቶም ዝፈረሶም ኤርትራውያን ምንባሮም ዝገለጸ ኣቦ-መንበር ሓድሽ ተስፋ፡ ዛጊት ግን ብዛዕባ ሞት ዝሰዕምዑዎ ከም ዘየለዉ ይሕብር። ምስ ነባሪ የሩሳሌም ዝኾነ ኣቦ-መንበር ሓድሽ ተስፋ ብርሃነ ነጋሲ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG