ምርኢት ብኢድ ዝተሰርሐ ናይ ቆርበት ቦርሳታት
ብኢደ ጥበበኛ ዮናታን ተስፋይ ዝተዳለወ ምርኢት ብኢድ ዝተሰርሐ ቦርሳ ፡ ሎሚ ዓርቢ 21 ሓምለ 2023 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣስመራ 'ዘ ጋለሪ' ተኸፊቱ። ኣብዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝተገልጸ ምርኢት ፡ዝተፈላለዩ ዓቐንን ቅርጽን ዘለዎም ልዕሊ 80 በበይኖም ዓይነት ቦርሳታት’ዮም ቀሪቦም። ኣብቲ መኽፈቲ ምርኢት ዲፕሎማትን ብርክት ዝበሉ ግዱሳትን ተረኺቦም ነይሮም። ድምጺ ኣመሪካ ኣብቲ ምርኢት ተርኺቡ ንኢደ-ጥበበኛ ዮናታንን ገለ ተሳተፍትን ኣዘራሪቡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ