ኢትዮጵያ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ትግብር፡ ነበርቲ የማርሩ
ኣብ ኢትዮጵያ፡ እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ዝወሰኸ ዋጋ ነዳዲ፡ ነቲ ድሮ ከቢሩ ዘሎ መነባብሮ ዘጋድድ’ዩ ክብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓሳባቶም ኣካፊሎም። እቲ ኣብ ሓደ ሊትሮ በንዚንን ናፍታን ክሳብ 10 ብር ወሰኽ ዘርኣየ ዋጋ፡ ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ከም ታክሲ ቀጥታዊ ወሰኽ ክገብር ስለ ዝዀነ እቲ ሰንስለታዊ ምንሃር ዋጋ ከቢጽ ተጽዕኖ ይፈጥር ምህላዉ ይዛረቡ። መንግስቲ ግን ኣብ ዝተናውሐ እዋን ድጎማ ነዳዲ’ውን ክሓድጎ ምዃኑ’ዩ የመልክት።
ኢፒሶዳት
- 
![ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ]() መጋቢት 14, 2025 መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
- 
![ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ]() መጋቢት 14, 2025 መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
- 
![ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ]() መጋቢት 13, 2025 መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
- 
![ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ]() መጋቢት 13, 2025 መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
- 
![ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን]() መጋቢት 12, 2025 መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
- 
![ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ]() መጋቢት 12, 2025 መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
 
 
 
 
 
 
 
 
 
