ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲ፡ ኣብ ርክባት ህዝብታት ዕዙዝ ተራ ከም ዝሕዝ ይግለጽ


ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲ፡ ኣብ ርክባት ህዝብታት ዕዙዝ ተራ ከም ዝሕዝ ይግለጽ
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 0:26:46 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ  ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን፡ ብፋላይ ኣብ ርክባት ህዝብታት ዕዙዝ ተራ ከም ዝሕዝ ኣሰናዳእቲ ይገልጹ። ኣብቲ ንሰለስተ መዓልታት ዝተኻየደን ካብ ምሉእ ኣመሪካ ዝመጹ ልዕሊ 20 ሺሕ  ሰባት ከም ዝተሳተፍዎን ዝግለጽ ፈስቲቫል፡ ዝተፈላለዩ ባህላውን ትምህርታውን ንጥፈታት ኣተኣናጊዱ ኔሩ። 

XS
SM
MD
LG