ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ


ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 12:30 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ፡ ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ ወግዓዊ ዝገበሮ፡ ቤት ምኽሪ ኣማኸርቲ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝብል ቤት ጽሕፈት ኣቚሙ ኣሎ። እዚ ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝቖመ ቤት ምኽሪ 12 ኣፍሪቃውያን ዝመበቆሎም ኣመሪካውያን ዝሓቘፈ’ዩ። ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣልማዝ ነጋሽ ሓንቲ ካብቶም 12 ኣባል እዚ ሓድሽ ቤት ምኽሪ ኰይና ተረቚሓ ኣላ።

XS
SM
MD
LG