ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 31,2022 ዜና(ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ ምክያዱ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ገሊጹ: ጸብጻብ ህልው ኩነታት ኢትዮጵያ: ምርጫ ኣንጎላን ካልኦት ዜና ዓለምን የጠቓልል) ጸብጻብ ዓለምለኸ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይት ዎች ዘውጽኦ ሪፖርት ንቆልዑ እንዳዘናግዐ ዝምህር ፕሮጀክት ምስ ዝመሃዘት ኤርትራዊት መንእሰይ ቅሳነት ጎይትኦም ዝተኻየደ ዕላል የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሕዳር 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 08, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም