ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ መንእስያት ኤርትራ ምስ ጋንታ መንእሰያት ሩስያ ዘካይድዎ ሕውነታዊ ግጥም 4ብ1 ተዓዊታ


ጋንታ ኩዕሶ እግሪ መንእሰያት ሩስያ: ምስ ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ኤርትራ ሎሚ 28 ለካቲት 2019 ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ምሕዝነታዊ ግጥም ኣካያዳ።

ኣብቲ ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ኤርትራ 4 ብ 1 ዝተዓወተትሉ ግጥም፣ብርክት ዝበሉ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ ከተማ ኣስመራ ተረኺቦም: ነቲ ግጥም ተዓዚቦሞ።

እዚ ብምክትል ኣመሓዳሪ ዞባ ሰቨርድሎቭስኪ ሩስያ ሚስተር ሰርጌ ቢዶንኮ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ሎሚ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሓባራዊ ወፍርን ንግድን፣ጸዓት፣ትሕተ ቅርጺ ማይ፣ጥዕና መድሃኒትን ስፖርትን ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዱ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Recommended

XS
SM
MD
LG