ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዙ


ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታትት ኢትዮጵያ ናይ ሙዚቃ ምርኢት ንምቕራብ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተጓዒዙ።

እዚ 62 ኣባላት ዘለዎ ጉጅለ ባህሊ ሰላም፡ገዳይምን ሓደስቲ መንእሰያት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ጉጅለ ባህሊ ስብሪትን ዝሓቖፈ ኮይኑ ዘመናውን ባህላዊ ደርፍታትን ትልሂታትን ከቅርብ‘ዩ። ካብ 16-21 ለካቲት 2019 ኣብ ከተማታት ባህርዳር፡ኣዳማን ሃዋሳን ከምኡ’ውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚለንየም ኣዳራሽ ሙዚቃዊ ምርኢት ከምዘቕርብ ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:55 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG