ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ደብፅዮን ኣብ ጉዳይ ዝምድና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ምስ ፕረዚደንት ኢሳያይስ ምዝታዮም ሓቢሮም


ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያይስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝምድና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ምዝታዮም ተዛሪቦም። ንሶም እቲ ዘተ ዝተኻየደ መስመር ሑመራ ኦምሓጀር ኣብ ዝተኸፍተሉ ንበይኖም ተፈልዮም ብቋንቋ ትግርኛ ምዃኑ ገሊፆም። ብተወሳኺ ዶ/ር ደብረጽየን ምምሕያሽ ርክብ መንግስታት ትግራይን ኤርትራን ነቲ ብደረጃ ሃገር ይካየድ ዘሎ ኩለመዳያዊ ርክብ ዘሓይል እዩ’ውን ኢሎም።

XS
SM
MD
LG