ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሮና ቫይረስ ኣብ 18 ሃገራት ምርኣዩ ስዒቡ መንግስታት ዝተፈላለየ ስጉምቲታት ይወስዳ ምህላወን ይገልጻ


ኣብ ዋሃን ቻይና ዝጀምረ ኮሮና ቫይረስ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ልዕሊ18 ሃገራት ተራእዩ’ሎ።መንግስታት ነዚ ምስፋሕ’ቲ ቫይረስ ንምግታእ ስጉምቲታት ይወስዳ ኣለዋ። ቻይና ብዘለዋ ተሪር ቁጽጽር ስርዓተ-መንግስቲ ምክንያት ኣብ እዋን ቅልውላው ዝሕልዋ ግሉጽነት ብዝምልከት ዝተሓናፈጸ ጸብጻብ’ዩ ዘሎ: ትማሊ ምስ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተራኸቡ ፕረዚደንት ቻይና ዣን ቺንግ ሃገሮም ምስ ዓለምለኸ ውድባትን ማሕበረሰብን ንምስራሕ ቅርብቲ’ያ ኢሎም።

ኣሜሪካ ኸአ ተወሰኽቲ ክኢላታት ጥዕና ናብ ቻይና ክአትውን ንምግታእ’ቲ ቫይረስ ክሕግዙ ቻይና ከተፈቕድ ጸዊዓ’ላ።

ሃገራት ብወገነን ስጉምቲታት ይወስዳ አለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG