ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ቀረባት መድሃኒት ኣስታት 50 ሽሕ ሰባት ንሓደጋን ሞትን ምቕልዖም ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቀረባት መድሃኒት ብዘይምእታዉ ንልዕሊ 50 ሽሕ ዝበጽሑ ተሓከምቲ ዘይተመሓለለፍቲ ሕሙማት ንሓደጋን ሞትን ኣሳጢሑ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG