ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ፊስቱላ ምጉዳሉ ተገሊጹ


መንደፈራ ወከሲ ሆስፒታል
መንደፈራ ወከሲ ሆስፒታል

ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ምስ መሻርክቱ ብምትሕብባር ብዝገብሮ ዘሎ ጻዕሪ ፊስቱላ እናጎደለ ይመጽእ ከምዘሎ ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊ ጥዕና ፍርያምነት ኣቶ አፍሬም ዝብኣይ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

ኣብ 2007 ቁጽሪ ኣብ መንደፈራ ሃገራዊ ማእከል ናይ ፊስቱላ መጥባሕቲ ዝገበራ ኣደታት 185 ከምዝነበረ ዝጠቐሰ ኣቶ ኤፍሬም ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ 35 ከምዝወረደ እዚ ከኣ ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝኾነ ኣረዲኡ።እተን ተሓከምቲ ኣብ ሆስፒታል መንደፈራ ኣብ ዝጸንሓሉ እዋን ፡ኪኖ’ቲ ዝግበረለን ሕክምናዊ መጥባሕትን ክንክንን ሞያዊ ስልጠናን ትምህርትን ከምዝወሃበን ኣቶ ኤፍሬም ወሲኹ አረዲኡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ፊስቱላ ምጉዳሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:11 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG