መቐለ —
ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኣብያተ ክርስትያናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት’ታ ሃገር ዝጠመተ ጸሎትን ምሕለላን ከካይዱ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ትማሊ ኣብ ዘሕለፍዎ መልአክቲ ጸዊዖም።
ኣብ ክልል ትግራይ ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣክሱም ሎሚ መዓልቲ እቲ ምህለላ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝተሳተፈሉ ተጀሚሩ ኣሎ።
ነዚ ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።