ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ከይዲ ትምህርቲ ምጅማሩ ሓቢሩ እንተኾነ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ መቐለ ትምህርቲ ከምዘይጀመሩ ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝተቛረፀ ከይዲ ትምህርቲ ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ::

ኣብ መቐለ ዝርከብ ሪፖርተርና ብወገኑ ተዘዋዊሩ ዝተዓዘቦም ኣብያተ ትምህርቲ: ትምህርት ከይጀመሩ ከምዝርኸቦም ሓቢሩ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል​::


Recommended

XS
SM
MD
LG