ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኣብ ክልል ትግራይ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተባሂሎም ዝጽውዑ፡ ብመንግስቲ ፈደራል ድማ ዕጡቓት ኣሸባሪ ጉጅለ ተባሂሎም ዝጽውዑ ሓይልታት


ከተማ መቐለ
ከተማ መቐለ

ህወሓት እቶም ተዋጋእቲ “ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ” ዮም ዝብሎም ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ግን ተዋጋእቲ ኣካል’ቲ ኣሸባሪ ዝተሰምየ ውድብ ዝብሎም ሓይልታት “ወፍሪ ጸሓይ ብራቕ” ብዝብል ስም መጥቃዕቲ ከም ዝጀመሩን ዓወት’ውን ንሓፍስ ኣለናን ኢሎም።

ኣብ ክልል ትግራይ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተባሂሎም ዝጽውዑ፡ ብመንግስቲ ፈደራል ድማ ዕጡቓት ኣሸባሪ ጉጅለ ተባሂሎም ናይ ዝኽሰሱ ወሃቢ ቃል ገብረ ገብረጻድቕ፡ “ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ዓወት ንረኽብኢና። ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝነበሩ ሰራዊት ድማ ደምሲስና” ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



Recommended

XS
SM
MD
LG